መጻረዪ ግጥም ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ተሰሪዙ፣ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን ማዕረ ኣብ ዝወጻሉ ማን ሲቲ ከሲባ፣

SBS Sport Tigrinya Logo.jpg

Credit: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/10/2024) * ዮሚፍ ቀጀልቻ ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ኣመዝጊቡ፡ * ኢትዮጵያ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ኣፍኮን 2029 ከተአንግድ ድሌት ከምዘለዋ ገሊጻ፣ * ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዘይትሳተፍ ድሕሪ ምፍላጣ ካፍ ነቲ ተመዲቡ ዝነበረ ግጥም ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምዝሰረዞ ገሊጹ፣ * ደቡብ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ሱፐርስፖርት ዩናይትድ ንኣጥቃዓይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣቡበከር ናስር ምስኣ ክጽንበር ናይ ሓደ ዓመት ውዕል ከምዘፈረመቶ ኣፍሊጣ፣ * ኣርሰናልን ሊቨርፑልን ማዕረ ዝተፈላለያሉ ግጥም ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ንማንቸስተር ሲቲ ዘርብሕ ኮይኑ፣



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
መጻረዪ ግጥም ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ተሰሪዙ፣ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን ማዕረ ኣብ ዝወጻሉ ማን ሲቲ ከሲባ፣ | SBS Tigrinya