ፕረሲደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ፡ ሃሪስን ዶናልድን ን ኣመሪካዊያንን ዓለምን እንታይ ሒዞም'ዮም ቀሪቦም ዘለዉ፧ ዝርርብ ምስ ክብረኣብ ይመስገንን ሳሚኤል ቢዘንን

Samuel Bizen and Kibreab Yimesghen

Credit: Supplied

ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ሕጹያት ካመላ ሃሪስን ዶናልድ ትራምፕን ብተቐራራቢ ድምጺ ናብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሖም ኣለዉ። ነዚ ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ምርጫን ብዛዕባ ሕጹያት ንህዝቢ ሒዞሞ ቐሪቦም ዘለዉን ብሓፈሻ ህዝቢ ነዞም ሕጹያት ብኸመይ ይግምግሞም ከምዘሎ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብፍላይ ኣብዚ ቕሩብ እዋን "ዕላል መዛኑ" ብዝብል ትንተና ዘካይዱ ኣቶ ሳሙኤል ቢዘንን ኣቶ ክብረኣብ ይመስገንን ገሊጾሙልና ኣለዉ። (ብተክኒካዊ ጸገም ዘይንጹር ድምጺ ኣቐዲምና ይረታ ንሓትት።)



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ፕረሲደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ፡ ሃሪስን ዶናልድን ን ኣመሪካዊያንን ዓለምን እንታይ ሒዞም'ዮም ቀሪቦም ዘለዉ፧ ዝርርብ ምስ ክብረኣብ ይመስገንን ሳሚኤል ቢዘንን | SBS Tigrinya